mentalhealth.org.uk recent publications

Related articles

mentalhealth.org.uk
74%
302
کووڈ وبا میں سے کامیابی سے گزرنا- ایک کی-ورکر (اہم کارکن) کی تجاویز
 مزید تفصیلات اور تازہ ترین معلومات یہاں ہیں ۔کی-ورکرز ہمیشہ ہمارے ملک کی ریڑھ کی ہڈی رہے ہیں، جسے گذشتہ مارچ میں کورونا وائرس وبا نے مزید نمایاں کیا۔ سوشل کیئرورکرز،  نرسیں ، ڈاکٹر، فارماسسٹس، سپرمارکیٹ ورکرز اور بس ڈرائیور ان میں سے چند ایک ہیں جو سب پچھلے سال کے دوران غیر معمولی دباؤ کا شکار رہے ہیں۔ طویل اوقات، زیادہ طلب، اور گھر سے دور کام کرنے کی ضرورت کی وجہ سے کی-ورکرز سے وابستہ توقعات اُن کے لیے ذہنی اور جسمانی دونوں طرح سے  مشکل رہی ہیں۔ یہ غیر معمولی اوقات ہیں، چنانچہ اپنے آپ کو کے-ڈراموں، ریئیلٹی ٹی وی، یا دستاویزی فلموں کو دیکھنے کے لیے وقت دینا ٹھیک ہو سکتا ہے۔ میں عام طور پر اپنا چھٹی کا دن 20-پوائنٹ ٹو-ڈو لسٹ کے کاموں کو تیزی سے کرنے میں گزارتی تھی، تاہم، اگر میں اپنے آپ کو آرام کی اجازت دیتی ہوں تو میں نے اپنی ذہنی اور
mentalhealth.org.uk
44%
439
ብናይ ኮቪድ-19 እዋን፡ ምሕላፍ - ምኽሪ ካብ ቀንዲ ሰራሕተኛ
more details and up to date information here.ቀንዲ ሰራሕተኛታት ኩልግዜ ዓንዲ ሕቖ ናይ ሃገርና እዮም፡ እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ መጋቢት፡ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ዝያዳ ጎሊሑ ዝተራእየ እዩ። ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ክንክን፣ ነርስታት፣ ሓካይም፣ ፋርማሲስት፣ ሱፐርማርኬት፣ መራሕቲ ኣውቶቡስን ገለ ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተራእዩ ዘይፈልጥ መጠን ጸቕጢ ዘጋጠመሞም እዮም። ምስቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ዝተናወሐ ሰዓታት፣ ዝያዳ ጠለባት፣ ከምኡ’ውን ካብ ገዛ ኣርሒቕካ ናይ ምስራሕ ተደላይነት፡ ኣብ ልዕሊ ቀንዲ ሰራሕተኛታት ዘሎ ጠለብ ብኣእምሮኣውን ብኣካላውን መዳያት ኣጸጋሚ ኮይኑ ይርከብ። እዚ ግዜ ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዓይነት ስለዝኾነ፡ኮርያዊ ድራማታት፡ ክውንነታዊ ፊልም ወይ ሰነዳዊ ፊልምተር ኣቢልካ ንኽትርኢ ግዜ ክትወስድ ቅቡል እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ፡ ነቲ ክገብሮ ዝሓሰብክዎ 20 ነገራት ንኽወጾ እናተወንጨፍኩ ብምስራሕ እየ መዓልተይ ዘሕልፎ፡ ይኹን እምበር ንገዛእ ርእሰይ ከዕርፍ እንተፍቂደላ፡ ኣብ አእምሮኣውን አካላውን ጥዕናይ ዘሎ ለውጢ ኣስተብሂለሉ እየ። ዕረፍቲ ምውሳድ ወሳኒ እዩ፡ ኣብ ግዜ ዕረፍቲ ዝሕሰቡ ሓሳባት፣ ክውንነት፣ ከምኡ’ውን ውሳነታት ከኣ ኣብ ንጥፈታትና ንኽንቅጽል ዝገብሩና ነገራት እዮም። ካብ ናይ ኣፍራይነተይን ኣብቲ ክገብሮ
DMCA