more details and up to date information here.ቀንዲ ሰራሕተኛታት ኩልግዜ ዓንዲ ሕቖ ናይ ሃገርና እዮም፡ እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ መጋቢት፡ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ዝያዳ ጎሊሑ ዝተራእየ እዩ። ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ክንክን፣ ነርስታት፣ ሓካይም፣ ፋርማሲስት፣ ሱፐርማርኬት፣ መራሕቲ ኣውቶቡስን ገለ ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተራእዩ ዘይፈልጥ መጠን ጸቕጢ ዘጋጠመሞም እዮም። ምስቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ዝተናወሐ ሰዓታት፣ ዝያዳ ጠለባት፣ ከምኡ’ውን ካብ ገዛ ኣርሒቕካ ናይ ምስራሕ ተደላይነት፡ ኣብ ልዕሊ ቀንዲ ሰራሕተኛታት ዘሎ ጠለብ ብኣእምሮኣውን ብኣካላውን መዳያት ኣጸጋሚ ኮይኑ ይርከብ። እዚ ግዜ ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዓይነት ስለዝኾነ፡ኮርያዊ ድራማታት፡ ክውንነታዊ ፊልም ወይ ሰነዳዊ ፊልምተር ኣቢልካ ንኽትርኢ ግዜ ክትወስድ ቅቡል እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ፡ ነቲ ክገብሮ ዝሓሰብክዎ 20 ነገራት ንኽወጾ እናተወንጨፍኩ ብምስራሕ እየ መዓልተይ ዘሕልፎ፡ ይኹን እምበር ንገዛእ ርእሰይ ከዕርፍ እንተፍቂደላ፡ ኣብ አእምሮኣውን አካላውን ጥዕናይ ዘሎ ለውጢ ኣስተብሂለሉ እየ። ዕረፍቲ ምውሳድ ወሳኒ እዩ፡ ኣብ ግዜ ዕረፍቲ ዝሕሰቡ ሓሳባት፣ ክውንነት፣ ከምኡ’ውን ውሳነታት ከኣ ኣብ ንጥፈታትና ንኽንቅጽል ዝገብሩና ነገራት እዮም። ካብ ናይ ኣፍራይነተይን ኣብቲ ክገብሮ.
Read more on mentalhealth.org.uk